|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
ኣገልግሎት ንምርካብ ዘድልዩ ነገራት
- ትምህርታዊ መረጋገፂ
- ናይ ድጋፍ ደብዳቤ
- መልቐቒ ደብዳቤ
ኣገልግሎት ንምርካብ ዘድልዩ ቅድመ ተኸተል፡
1. እቲ ስኮላርሺፕ ብትምህርቲ ሚኒስተር ወይድማ ካልኦት ትካላት ዝተዘጋጀወ እንተኾይኑ ኩሎም ናይቶም ተወዳደርቲ ኣብ መዝገብ ዘለው ፅሑፋት ብቶም ስልጣን ዘለዎም ናይቲ ድርጅት ናይ ስራሕተኛ መመሓደርቲ ይፍረም ካብኡ ናብ ትምህርቲ ሚኒስተር ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ዕብየትን መመሓየሺ ቢሮ ይኸይድ፡፡
2. እቲ ኣመልካቲ ክቐርብ እንድሕር ዘይኸኣለ ናይቲ ኣመልካቲ ወይድማ ናይታ ኣመልካቲት ተወካሊ ብጠበቓነትን መታወቅያ ብምሓዝ ይቐርብ፡፡
3. እቲ ኣመልካቲ ክቐርብ እንድሕር ዘይኸኣለ ኣብ መዝገብ ዝርከቡ ፅሑፋቱ ናብቲ ቢሮ ብፖስታ ክስደድ ይኽእል፡፡
4. እቲ ናይቲ ሰብ ናይ መዝገብ ፅሑፍ ብላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ዕብየትን መመሓየሺ ቢሮ ይግምገም፡፡ | |
|
|
|
|
|
|
|
|