Embelem of Federal Democratic Republic of Ethiopia Official Portal of Ministry of Education  
Homepage Home Page Students Page for Students Educators Page for Educators Business Page for Businesess Doners and Partners Page for Doners and Partners Decrease font Increase font

 ተኸተልቲ

 ትምህርታዊ መረጋገፂ

 

ትምህርታዊ መረጋገፂ

ኣገልግሎት ንምርካብ ዘድልዩ ነገራት

  • ናይ መለለይ ካርድ
  • ናይቲ ዝድለ መረጋገፂ በዝሒ ዝኣክል ኮፒ ምዝግጃው

ኣገልግሎት ንምርካብ ዘድልዩ ቅድመ ተኸተል፡

  1. እቲ ኣብ መመዝገቢ ቢሮ ዘሎ ፎርም ምምላእ
  2. እቶም ናይ ምምሕዳር በዓልስልጣናት ንቲ ፎርም ኣብቲ ቢሮ የፃርይዎ፡፡
  3. እቶም ናይ ምምሕዳር በዓልስልጣናት ኣብቲ ፎርም ይፍርሙ ካብኡ ናብ ናይ ገንዘብ ቢሮ ንክፍሊት ይልእኽዎ፡፡
  4. ኣብቲ ኣገልግሎት ዝተመርኮዘ ኾይኑ ክፍሊት ዝካየድ ኣብቲ ናይ ገንዘብ ቢሮ እዩ፡፡
  5. ንቲ ናይ ክፍሊት ደረሰኝ ናብቲ ምምሕዳር ቢሮ ይቐርብ፡፡
  6. ቆፀሮ ኣብቲ ቢሮ ይወሃብ

7.ኣብቲ ቆፀሮ መዓልቲ እቲ ናይ ትምህርቲ መረጋገፂ መታወቅያ ብምርኣይ ይወሃብ