|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
ናይ ትምህርቲ ሚኒስተር ራእይ
“ኩሎም ናይ ትምህርቲ ዕድመ ዘለዎም ቆልዑት ተመራፂ ዝኾነ ናይ ቀዳማይ ደረጃ ትምህርቲ ኣብ 2015 ከግንዩ ምብፃሕ ከምኡ እውን ብቁዕን ፍቱንን ዝኾነ ናይ ትምህርቲ ስርዓት ምርግጋፅ፣ከእለት ዘለዎን ብቁዕ ናይ ሰብ ሓይሊና ኣብ ልምዓት ዝለዓለ ግደ ዝጫወትን ዲሞክራስያዊ ስርዓት ምዕባይ”
ናይ ትምህርቲ ሚኒስተር ተልእኾ
“ኣብ ሕገ መንግስቲ ከምዝተደንገገ ናይ ካልኦት ዜጋታት መብቲን ግዴታን ዘኽብር ኣምራቲ ዜጋ ምህላው ምርግጋፅ፣ ኩልግዘ ችግራቶም ንምፍታሕ ንምድባር ንቑሓት ዝኾኑ፣ኣብ ልምዓት ብሙሉእ ልቢ ዝሳተፉ፣ዲሞክራሲ ንምዕባይን ሳይንስን ቴክኖሎጂን ”
ናይ ትምህርቲ ሚኒስተር ጥቕምታት
· ደረጃና ብተኣማኒነት ንምዕባይን ብቕዓት ዘለዎ በዓል ሞያ ሃልዩ ተልእኾና ንምብፃሕ ብዝለዓለ መስወእቲ ፃዕሪ ንገብር፡፡
· ትኽክለኛን ተገባኢን ዝኾነ ናይ ትምህርቲ ፅርየት ንምስፍሕን ከምኡ እውን ዲሞክራቲክ ባህሊ ንምድባር ንሰርሕ
· ትምህርቲ ኣብ ልምዓት ቁልፊ ነገር ምኻኑ ብተግባራዊ መንገዲ ነረጋግፅ
· ባዕልና መስዋእቲ ገይርና ብተጠያቂነት ንትኽክለኛነትን ቀጥታዊ ብዝኾነ ንህዝቢ ነገልግል
|
|
|
|
|
|
|
|
|