Embelem of Federal Democratic Republic of Ethiopia Official Portal of Ministry of Education  
Homepage Home Page Students Page for Students Educators Page for Educators Business Page for Businesess Doners and Partners Page for Doners and Partners Decrease font Increase font

 ተኸተልቲ

 ናይቲ ሚኒስትሪ አረኣእያ

ናይ ኢትዩጵያ ፌደራላዊ ዲሞክራስያዊ ሪፐብሊክ ናይ ትምህርቲ ሚኒስተር ዓብይ ፃዕሪ ዝገብር ኣብ፡

·         ፅቡቕን ተመራፂ ናይ መጀመርያ ደረጃ ትምህርቲ ዝኾነ ዝዓበየ ውፅኢት ዘለዎ ስራሕ ንምርካብ ልዕሊ 20 ዓመት ግዘ

·         ናይ ችግር ኣፈታትሓ ክእለት ብምቕራብ ጠቓሚ ትምህርቲ ንክህሉ ምግባርን ኩሉ ዘጠቓለለ ትምህርቲ ናይ ግለ ሰብን ማሕበረሰባትን ድልየት ንምቕራብ

·         ናይ ሞያ ትምህርቲን ስልጠናታት ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍልታት ብምቅራብ ናይ ሰብ ሓይሊ ናይ ኢኮኖሚ ድልየት ምውሃድ

·         ብትኽክለኛን ተገባኢ ዝኾነ ኩነታት ናይ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቲ ምቕራብ

·         ናይ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ፅቡቕ ክእለት፣ብቅዓትን ኣብ ምርምር ምትኻDርን ምዕባይን

·         ዝተፈለየን መደበኛ ዘይኾነ ትምህርቲ ምስ ድልየትን ክእለትን ናይታ ሃገር ምቕራብ

·         ናይ ስልጠና ክእለት፣ሞያዊ ብቅዓት ምምሕያሽ ከምኡ እውን ናይ መምሃራንን ካልኦት ዝሰልጠኑ በዓል ሞያ ስራሕ ኣወቓቕራን

·         ንቲ ምምሕዳር ኣደራጅዋኡ ብምቅያር ምምሕያሻት ምግባርን ናይ ትምህርታዊ ስርዓት ማሕበር ክፍፋል፣ምቅንባር፣ተሳትፎ፣ክእለትን ብቅዓት ምምሕያሽ

·         ናይ ሕብረተሰብ ተሳትፎ ብምብርትታዕ ናይ ትምህርቲ ገንዘብ ኣተሓሕዛ ምውሳኽ፣ናይ ዋጋ ክፍፍል ኣሰራርሓ ምፍላጥ፣ናይ ግሊ ትሕዝቶ ኣብ ናይ ዝመፅእ ዕቅድ ትምህርቲ ምስታፍ

·         ናይ ትምህርቲ ትሕዝቶ ምስ ካልኦት ትሕዝቶታት ምትሕብባርን ምቅንብባርን