|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
ካብ ዝጣየሸሉ ግዘ 2003 ጀሚሩ ካብቶም ቐንዲ ኣድለይቲ ዝኾኑ ናይ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ዝቐራረብን ፅርየትት ዘለዎ ኤጀንሲ(ላ.ት.ዝ.ፅ.ኤ)ንናይ ደገ ትካላት ተመራፂ ናይ ሒሳብን ንብረትን ቑፅፅር ይገብር ነይሩ፡፡እቲ ሓደ ውፅኢት ናይ ሒሳብን ንብረት ቑፅፅር እቲ ዝተገነየ ነገር እንትኾን ናይ ላ.ት.ዝ.ፅ.ኤን ናይ ካልኦት ፃዕሪ ዋላ እነተሃለወ ላዕለዋይ ደረጃ ናይ ትመህርቲ ትካላት ጠንካራን ስፍሕ ዝበለ ተመራፂነት ዘለዎ መረጋገፂ ስርዓት ንምጥያሽ ትሕትና ዝመልኦ ስጉምቲ ነይርዎም፡፡ ንግዚኡ ላዕለዋይ ደረጃ ናይ ትምህርቲ ትካላት ተመራፂነትን ፅርየትን ዝብል ሓሳብ ብዙሓት ተመራፅነትን ፅርየት ኣብ ምዕባይን ምርግጋፅን ፖሊሲን ስትራቴጂን ከምኡ እውን ናይቲ ተመራፂነትን ፅርየትን ብቕዓቱ ዘረጋገፀ ኣወቓቅራ ስርዓታዊ መረጋገፂ ኣለዎ፡፡ ምስ ፅርየት ዝተተሓሓዙ ብቁፅሪ ችግራት ምፅናሕ፡፡ ላዕለዋይ ደረጃ ናይ ትምህርቲ ትካላት ናይ በዓል ሞያን ምስ ፅርየት ዝተተሓሓዘ ከይዲ ጠቕላላ ሕፅረት ኣለዎ፡፡ እዚ ድማ ኣብ ናይ ላ.ት.ዝ.ፅ.ኤ ስራሕ ዘተኣማምን ናይ ምሁራን ምልመላ ምስ ኣድላዪ ናይ ኣፍልጦን ናይ ልምዲ ሕብረት ክህሊ ብምሙካር ናይ ደገ ፅርየት ኣብ ናይ ንብረትን ገንዘብ ቑፅፅር ንምስራሕ ይሕግዝ፡፡ ንግዚኡ ፅርየት ኣብ ናይቲ ኣጀንዳ ላዕሊ ንምምፃእ ኣብ ናይ ንብረትን ገንዘብ ቑፅፅር ፅርየትን ተቐባልነትን ምስራሕ የድሊ፡፡ላ.ት.ዝ.ፅ.ኤ ካብ ዝጣየሸሉ ግዘ ጀሚሩ እስካብ ኸዚ ብዙሕ ነገራት ተማሂሩ እዩ፡፡
ካብ ኩሎም ናይ ላ.ት.ዝ.ፅ.ኤ ተጠያቂነት ኣብ ናይ ግሊ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ትካላትን ናይ ካልኦት መንግስታዊ ዘይኾኑ ትካላት ቅድመ-ተቐባልነትን፣ተቐባልነትን ደጊምኻ ተቐባልነት ምርካብ ስራሓት የጠቃልል፡፡እዚ ዘረጋግፆ ኣብ ላዕሊ ተጠቒሱ እዩ፡፡
ናይ ግሊ ዝለዓሉ ናይ ትምህርቲ ኢኒስትቲዩታት ቅድመ-ተቐባልነትን፣ተቐባልነትን ደጊምኻ ተቐባልነት ምርካብ ብቲ ተቐባልነት ዘለዎ ኤጀንሲ ቡድን ይተሓባበርን ይካየድን፡፡ እቲ ቡድን ሓሙሽተ ላዕለዎት በዓል ሞያን ክልተ በዓል ሞያታት ዝሓዘ እዩ፡፡ካብ 2006 ክሳብ መጨረሻ 2008 185 ፕሮግራማት ዝተፈቐዱ ቅድመ-ተቐባልነት እንትኾኑ እቶም 190 ፕሮግራማት ከዓ ኣብ ተቐባልነት ዝተመደቡ እዩም፡፡ ናይቶም በዓል ሞያታት ቑፅሪ ምስ ኣብ ትምህርቲን ስልጠናን ዘለው ናይታ ሃገር ዘይተመረቑን ኣብ ምምራቕ ደረጃ ዘለው ኣብ ናይ ግሊ ዝለዓሉ ናይ ትምህርቲ ኢኒስትቲዩታት ቑፅሪ ኣይስማዕማዕን፡፡ ካብ QAECT ዘለው በዓል ሞያታትን ካብ ናይ ግሊን ናይ ህዝቢ ዝለዓሉ ናይ ትምህርቲ ትካላት ዘለው መምሃራን ብናይ ኩልግዘ መሰረት ብፍሉይ ብምግባዝ እቲ ናይ ግሊ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ትካላት ዘቕመጥዎ ናይ ትምህርቲ ስርዓት ምግምጋምን ብምቅላልን ምርዳእ ፡፡
ናይ ዝለዓሉ ናይ ትምህርቲ ኢኒስትቲዩት ካብ 2006-2008 ዘሎ ቅድመ-ተቐባልነትን ተቐባልነት ቑፅሪ
|
ዓመት |
ቅድመ-ተቐባልነት |
ተቐባልነት |
|
ዝተፈቐደ |
ዝተኸልኸለ |
ዝተፈቐደ |
ዝተኸልኸለ |
|
P |
I |
P |
I |
P |
I |
P |
I |
|
2006 |
87 |
30 |
32 |
13 |
64 |
21 |
--- |
--- |
|
2007 |
63 |
19 |
74 |
17 |
36 |
12 |
37 |
8 |
|
2008 |
35 |
18 |
62 |
18 |
90 |
31 |
31 |
12 |
|
Total |
185 |
67 |
168 |
48 |
190 |
64 |
68 |
20 |
P = ናይቶም ፕሮግራማት ቑፅሪ I = ናይ ግሊ ዝለዓሉ ናይ ትምህርቲ ኢኒስትቲዩት ቑፅሪ |
|
|
|
|
|
|
|
|
|