Embelem of Federal Democratic Republic of Ethiopia Official Portal of Ministry of Education  
Homepage Home Page Students Page for Students Educators Page for Educators Business Page for Businesess Doners and Partners Page for Doners and Partners Decrease font Increase font

 ተኸተልቲ

 ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ዝቐራረብን ናይ ፅርየት ኤጀንሲ

 

ካብ ዝተጣየሸሉ ግዘ ጀሚሩ ኣብ 2003፣ኣብ ሞንጎ እቲ ቐንዲ ስራሕ ናይ ላዕለዋይ ትምህርቲ ዝቐራረብን ናይ ፅርየት ኤጀንሲ (ላ.ት.ዝ.ፅ.ኤ) ናይ ደገ ትካላት ፅርየት ናይ ሒሳብን ናይ ንብረት ቑፅፅር ምክያድ ነይሩ፡፡እቲ ሓደ ውፅኢት ናይ ሒሳብን ናይ ንብረት ቑፅፅር ኣብ ምግናዩ እዩ እንተኾነ እውን ናይ ላ.ት.ዝ.ፅ.ኤን ናይ ካልኦት ፃዕሪ፣ ላዕለዋይ ደረጃ ናይ ትምህርቲ ትካላት ኣብ ጠንካራን ሰፊሕ ናይ ፅርየት ምርግጋፅ ስርዓት ዘኹርዕ ምምሕያሽ ገይሩ እዩ፡፡ናይ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ትካላት ፅርየት ዝበሃል ሓሳብ ኣሰናኺልዎ እዩ፣ከምኡ እውን ብዙሓት ክሳብ ሀዚ ናይ ፅርየት ምርግጋፅ ፖሊሲን ስትራቴጂን ኣየዕበይዎን፣ብቑዕ ዝኾነ ኣደረጃጅዋ ስርዓት ዘለዎ ፅርየት ከረጋግፅ ዝኽእል ምጥያሽ፡፡ ብቑፅሪ ምስ ፅርየት ዝተተሓሓዙ ችግራት ምፅናሕ፡፡እቲ ብጣዕሚ ኣድላይ ኣብ ሞንጎ እዚኣቶም ናይ ሰብ ሓይሊ እዩ፡፡ኣብ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ትካላት ምስ ፅርየት ዝተተሓሓዘ ከይዲታት ጠቕላላ ናይ ሞያ ክእለት ሕፅረት ኣሎ፡፡እዚ ኣብ ናይ ላ.ት.ዝ.ፅ.ኤ ስራሕቲ ውፅኢት ብምልመላ ዝኣምንን ኣካዳሚያዊ ክእለት ምስ ኣድላይ ናይ ሕብረት ኣፍልጦን ልምድን ኣብ ናይ ደጋዊ ናይ ፅርየት ስራሕ ኣብ ንብረትን ሒሳብን ቑፅፅር ምስራሕ፡፡እቲ ፅርየት ናብ ላዕሊ ኣጀንዳ ንምምፃእ ፅርየትን ተቐባልነትን ኣብናይ ንብረትን ሒሳብን ቑፅፅርን ምርግጋፅ ስራሕ  እንተሓገዘ ፣ ላ.ት.ዝ.ፅ.ኤ ካብ ዝጣየሸሉ ግዘ ጀሚሩ ብዙሕ ተማሩ እዩ፡፡